Category: ትግርኛ

ኣድማሳዊ ብልሒ መዓዛ ግደይ!

እዛ መንእሰይ ኣብ መስኮት ቴሌቭዥን ፍራንስ 24 ዝገበረቶ ብስለትን ርዝነትን ክትዕ ናይ ብሓቂ ሓበንን ፍናንን ይስመዓካ። ብልሒ ጫፍ ኣድማሳዊ ፍልጠታን ብስለታን ብብዙሕ መዐቀንታት መዳርግቲ የብሉን። ብዙሕ ተዓዛባይ ናእድኡ ዘውሓዘላ እንትኾነ’ውን…